Русские видео

Сейчас в тренде

Иностранные видео




Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса savevideohd.ru



Tsigenay - Mekseb Alem (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Fb Official Page : https://cutt.ly/TtD46Q2 OFFICIAL Albums : Meat Were : https://cutt.ly/Hd7a5vr Aleku : https://cutt.ly/4d7aVWb Nabra : https://cutt.ly/5d7aHVS Menbar Aydgemnyu : https://cutt.ly/Yd7aI0m An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. All rights reserved ® HABESHA PLUS    / habeshaplus   #kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic Lyrics ጽጌናይ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ ደረተይ ንእዳ'የ ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ ፍቕረይ ድራራ'የ ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ እደሀይ ኣሎ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ዓይኒ ፍንጃለይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ቀሊል'ዩ ኻልእ 'ታይ ዋጋ'ለዎ ፍቕርኺ ሰኒቐ ምበጻሕክዎ ከም ሰብ መጠን ኣብ ዓለም ከጋይጽ ከም ሰብ መጠን ክኽደን ክረግጽ ከም ሰብ መጠን ክበልዕ ክሰቲ ከም ሰብ መጠን ይምነ'የ ሃብቲ እዚ'ውን ቀሊል'ዩ ኹሉ ጻዕሪ'ዩ ዋግኡ ፍቕርኺ ጥራይ’ዩ ከቢድ ኣምሳይኡ ፍቕርኺ'ዩ ዋጋ ዘይጥመት ፍቕርኺ'ዩ ፍቓድኪ ዝሓትት ጽጌናይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ኣሰረይ መንገዳ ደረተይ ንእዳ'የ ኩንለይ ግዳ ንጹፈይ ሕሉበይ ወገነይ ሰበይ ኩንለይ ጽገናይ መለይ ጽጌናይ ኩንለይ ግዳ ልበይ ሰፈራ ፍቕረይ ድራራ'የ ኩንለይ ግዳ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ግለይ ብርሃን ኩንለይ ጽገናይ መለይ ኣብቲ ኣነ ኣነ ዝኾነሉ ዓስቢ ጻዕረይ ሽመይ ዝደምቀሉ ማዕረ ማዕረይ ብስመይ ክትከብሪ ናተይ ኮይንኪ ኣብ ቤተይ ክትነብሪ ናትኪ ክኸውን ኣሃሃሃ እቲ ናተይ ዝብሎ ኦሆይይይ ኣፍቃሪ ልበይ ጽጌናይ ይደሀይ ኣሎ ኤ... ሀ... ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ ልበይ ንዓኺ ምሰፍቀረ ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ ብሂገኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ርኸብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ኤ... ሀ... ጽጌናይ ናበይ ተቋምቲ ከም ልበይ ኩኒ 'ቲ ጽብቕቲ ዳናይ ከይከውን ሓላም ናይ ልቡ ዘፍቀረ ልበይ ሃብዮ ዓስቡ እቲ'ኳ ቐደም ክንላለ መዓንጣይ ገለ እንከይቋጸረ ልበይ ፍቕርኺ ምስ ኣሕደረ ከምኣ ኢሉ'ሎ ከይተቐየረ ሓሊመኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ዳእሊ ኹንኒ ጽጌናይ ተመንየኪ እንድየ 'ቲ ወይናየ ርኸብ በልኒ ጽጌናይ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ ጽጌናይ ተረድእኒ ሕራይ በልኒ ተሗቓቒፍና ንሕለፋ ዓለም 'ታይ ትርፋ

Comments